ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

መቐለ 24 ሓምለ 2012 ዓ/ም (ቴሌቨዥን ትግራይ)

ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1441 ኢድ ኣል ኣድሃ /ዓረፋ/ ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኣብፀሐና! ዝብል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ብሽም ህዝቢ ትግራይ እንተመሓላልፍ ዝልዓለ ሓበን ይስመዖ፡፡

http://www.tmma.gov.et/web/tmma-news/-/–9-43






Source

Facebook Comments
Spread the love